تخطَّ إلى المحتوى
مباشر

ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ንኣባላት ዲፕሎማስያዊ ማሕበረ-ሰብ መብርሂ ሂቡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ሎሚ15 ጥቅምቲ፡ ኣብ ኣስመራንዝርከቡ ኣባላት ዲፕሎማስያዊ ማሕበረ-ሰብ፡ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራዒላማ ብምግባር ተካይዶ ዘላ ግህሰትን ጥሕሰትን፡ ከምኡ’ውን ጽልዋኡ ኣብ ሰላምን ርግኣትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መብርሂ ሂቡ። ሚኒስተር ዑስማን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ስርዓት ብልጽግና ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት ጀሚሩ፡ “…

الصورة: Ministry of Information, Eritrea
اقرأ الخبر كاملاً لدى Ministry of Information, Eritrea@shabait