تخطَّ إلى المحتوى
مباشر

ሪፖርታዥ : ስነ-ስርዓት መመረቕታ ‘ዲጋ ደናሪ’ ዳህላክ ነጋሲ ኣብ ደቂ-ሽሓይ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብምውህሃድ ህዝብን መንግስትን ዝተሃንጸት ዲጋ “ደናሪ” ብ27 መስከረም ተመሪቓ። ኣብቲ ዕለት ብተወሳኺ መመረቕታ ሰለስተ ፕሮጀክትታት - ምኹዓት ክልተ ዒላታት፡ ምህናጽ ኣብያተ- ጽሕፈት ምምሕዳር ከባቢን ምሕደራ ልምዓት ማይን ከምኡ’ውን፡ ዳግመ ምዝርጋሕ መስመር ኤለክትሪክስቲ ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተጸንቢሉ። ህዝቢ ደቂ-ሽሓይ እኹል ቀረብ ማይ ስለ ዘይጸንሖ፡ ናብ ከባ…

٣ صور
  • صورة ٢
  • صورة ٣
الصورة: Ministry of Information, Eritrea
اقرأ الخبر كاملاً لدى Ministry of Information, Eritrea@shabait