تخطَّ إلى المحتوى
مباشر

ዕቃበ ብረት ዞባ ሰሜንን ኣግማሉን ሰውራ ኤርትራ፡ ኣብ ዓመተ 1978፡ ንዝበዝሓ ከተማታት ሃገርና ካብ ወራሪ ሰራዊት ጸላኢ ሓራ ገይሩ፡ ዝሰፍሐ መሬት ተቖጻጺሩ ነበረ። ድሕሪ መፋርቕ ናይቲ ዓመት’ቲ ግን፡ ሚዛን ሓይሊ ተቐያይሩ። ርእሰ ሓያል ሕብረት ሶቬት ምስ ሰዓብታ ምትእትታው ገይራ ኣብ ጎኒ ስርዓት ደርግ ስለ ዝተሰለፈትን ኣብ ኣፍሪቃ ተዓጢቑ ዘይፈልጥ ዘመናዊ ኣጽዋር ስለ ዘዕጠቐቶን፡ ሰውራ ኤርትራ ስትራተጂካዊ ምዝላቕ ገይሩ። መብዛሕትአን ኣሃዱታት ህዝባዊ ግንባር ንሳሕ…

٣ صور
  • صورة ٢
  • صورة ٣
الصورة: Ministry of Information, Eritrea
اقرأ الخبر كاملاً لدى Ministry of Information, Eritrea@shabait