تخطَّ إلى المحتوى
مباشر

ህውተታ ስርዓት ብልጽግና ናሆም ተስፋሚካኤል ክፍሊ ምርምርን ሓበሬታን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ መእተዊ ስርዓት ብልጽግና ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተፈላለዩ ተጻብኦታት ካብ ዝጅምር ሰለስተ ዓመታት ኣቚጺሩ ኣሎ። እዚ ሓንሳብ ብስም ተጠቃምነትን ዋንነትን ባሕሪ፣ ጸኒሑ ብስም ብዝሒ ህዝብን ቁጠባዊ ዕብየትን፡ ኣብ ካልእ እዋን’ውን ምስ ታሪኻውን ዲፕሎማስያውን ኣገዳስነት ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ብዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣናት፡ ምሁራት፡ ጋዜጠኛታትን ካልኦትን እናኣሳተፍካ ክግበር ዝጸንሐ ዜናዊ፡…

الصورة: Ministry of Information, Eritrea
اقرأ الخبر كاملاً لدى Ministry of Information, Eritrea@shabait